🛑 ንብፂተይ ከዉፅእ ኣብ ኢድ ፀላኢ ወዲቐ - ዘሕዝን ዛንታ ተጋዳሊት ቅሳነት ይሕደጎ
ገድሊ Plus ገድሊ Plus
61.8K subscribers
106,778 views
8.7K

 Published On Premiered Apr 18, 2024

ንተጋዳሊት ቅሳነት ይሕደጎ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0985780074 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም

ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "

ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!

ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።

#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus

© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

https://t.me/Gedli_plus
  / gedli.plu  
  / gedli_plus  

show more

Share/Embed