🛑 '' ፀላኢኺ ይንባዕ '' ንብፆተይ ብሬን ሽፋን እንሃብኹ መጉዳእቲ ገጢሙኒ - ዋዕሮ ኣደ ብሬን ብርቱካን ዓሊ
ገድሊ Plus ገድሊ Plus
61.8K subscribers
43,877 views
2.6K

 Published On Premiered Mar 31, 2024

ንተጋዳሊት ብርትኳን ዓሊ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0926211626 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም

ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "

ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!

ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።

#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus

© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

https://t.me/Gedli_plus
  / gedli.plu  
  / gedli_plus  

show more

Share/Embed