🛑 ሽንተይ ምቁፅፃር ይኣብየኒ - መስዋእቲ ብፂተይ እስካብ ሕዚ የንብዐኒ _ ተ/ጋ ፅጌሬዳ ካሕሳይ
ገድሊ Plus ገድሊ Plus
61.8K subscribers
46,947 views
2.2K

 Published On Premiered Mar 6, 2024

ንተጋዳሊት ፅጌሬዳ ካሕሳይ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0942206880 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም

ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "

ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!

ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።

#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus

© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

  / gedli.plu  
  / gedli_plus  
t.me/Gedli_plus

show more

Share/Embed