🛑 ካብ ጅግንነት ናብ ዘስካሕክሕ ህይወት ስደት - ኣካለይ ጎዲለ ተመሊሰ - ተዘካሪ ምስሊ ጅግና ተ/ጋ ሚዛን ገ/ሃንስ
ገድሊ Plus ገድሊ Plus
61.8K subscribers
93,056 views
8.5K

 Published On Premiered Jun 2, 2024

ንተጋዳላይ ሚዛን ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0969518481 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም

ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "

ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!

ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።

#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus #mulugeta_gebre #ሙሉጌታ_ገብረ

© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

  / gedli.plu  
https://t.me/Gedli_plus
  / gedli_plus  

show more

Share/Embed