🛑 ኣብ 13 ዓመታ መድፈርቲ | ስቓይ ብሰራዊት ሻዕብያ | ድሙቕ ሰሓቓ ተ/ጋ እየሩሳሌም ሃፍቶም
ገድሊ Plus ገድሊ Plus
55.1K subscribers
52,292 views
0

 Published On Premiered Jun 28, 2024

ንተጋዳሊት እየሩሳሌም ሃፍቶም ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0975557258 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም

ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "

ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!

ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።

#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus

© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

https://t.me/Gedli_plus
  / gedli.plu  
  / gedli_plus  

show more

Share/Embed