🛑 ጅግና ወደይ ስዋ እናሸጥኹ እየ ኣዕቢየዮ ኣደ ስዉእ ተ/ጋ ኮኾብ ፍፁም
ገድሊ Plus ገድሊ Plus
61.8K subscribers
52,307 views
3.2K

 Published On Premiered Jun 22, 2024

ንስድራ ጅግና ስውኡ ተጋዳላይ ኮኾብ ፍፁም ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0944133841 ክትረኽብዎም ትኽእሉ ኢኹም

ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "

ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!

ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።

#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus

© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

  / gedli.plu  
https://t.me/Gedli_plus
  / gedli_plus  

show more

Share/Embed