🛑 ኣደይ ከይተንብዑለይ ኣለኹ እየ ተኣሲረ - ኣደ ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ገሬ ነበለት
ገድሊ Plus ገድሊ Plus
61.8K subscribers
48,598 views
2.3K

 Published On Premiered Feb 18, 2024

ንስድራ ጅግና ስውኡ ተጋዳላይ ገሬ ነበለት እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0904152738 ክትረኽብዎም ትኽእሉ ኢኹም

ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "

ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!

ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።

#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus

© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

  / gedli.plu  
https://t.me/Gedli_plus
  / gedli_plus  

show more

Share/Embed