10 ገንዘብ ከይተዋህልል ዝገብራኻ ልምድታት
Aklilu H.michael Aklilu H.michael
83.1K subscribers
11,009 views
875

 Published On Jun 17, 2024

ገንዘባዊ ዕቤት ንክይተሪኢ ዝዓግቱ ውልቃዊ ባህሪያትን ልምድታት

#akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael

00:00 መእተዊ
02:16 ካብ ኣታዊኻ ንላዕሊ ክትነርብ ምፍታን
03:21 ወጻኢታትካ መዝጊብካ ዘይምክትታል
05:09 ብስምዒት ምግዛእ
06:38 በብቕሩብ ንዝውህለል ገንዘብ ምንዓቕ
07:35 Credit Card ብብዝሒ ምጥቃም
08:03 ንወፍሪ ምፍራሕ
08:55 ብዛዕባ ገንዘብ ኣፍልጦ ዘይምህላው
09:56 ዕዳኻ ኣብ ግዜኡ ዘይምኽፋል
11:17 ንህጹጽ ግዜ ዝኸውን ገንዘብ ሸለል ምባል
12:17 ብዛዕባ ጥዕናኻን ሸለል ምባል






Join this channel to get access to perks:
   / @aklilu.hmichael  

show more

Share/Embed