ቢዝነስ ክጅምር ንዝደሊ 7 ዓበይቲ ምኽሪትት
Aklilu H.michael Aklilu H.michael
83.1K subscribers
11,773 views
834

 Published On Jun 24, 2024

ብዙሕ ሰብ ቢዝነስ ክኸፍት ይደሊ አዮ። እዛ ቪድዮ ኣገደስቲ ሓሳባት ከመይ ጌርካ ዕዉት ቢዝነስ ትምስርት ትሕብር።
#akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael

00:00 መእተዊ
01:07 1. ዋሕዲ ዕድላት ክምዝምዝ ዝኽእል ዓቕሚ እምበር ዋሕዲ ዕድላት የለን
04:23 2. ገምጋም ናይቲ ትካል ንምኽፋት ዘድልየካ ገንዘብ ዕጽፊ ናይቲ ትሓሳቦ እዩ።

06:06 3. ዕዉት ትካል= ጽቡቕ ምሕደራ+ ንፉዓት ሰራሕተኛታት
08:10 4. ኣብ ስራሕ ካብ ብፍልጠትካ ብሰባት ናይ ምርድዳእ ክእለትካ ኢኻ ትዕወት
09:49 5. ብዘይትፈልጦን + ዘይትኽእሎን = ውድቀት
10:47 6.
ትካልካ ብርሑቕ ምምሕዳርን ቆልዓ ወሊድካ ምስ ጎረቤት ገዲፍካዮ ምኻድን ሓደ’ዩ
12:15 7. እታ መጀመርያ እትኸፍታ ቢዝነስ ክትወድቕ ዘለዋ ተኽእሎ ዓቢ’ዩ።



Join this channel to get access to perks:
   / @aklilu.hmichael  

show more

Share/Embed