10 ንድሕሪት ዝጎታኻ ነገራት ኣለሊ
Aklilu H.michael Aklilu H.michael
83.1K subscribers
14,472 views
1.2K

 Published On Jun 25, 2024

10 ንድሕሪት ዝጎታኻ ነገራት ኣላሊ፥ ንቅድሚት ከይቲከይድ ዝሕዙካ ባህሪያት፡ እዛ ቪድዮ ንድሕሪት ዝስሕቡ፡ ዕዉት ሂዋት ከይ ህልወካ ንድሕሪት ዝመልሱ ባህሪያት ከተለሊ ን ከተወግድን ይሕግዝ።

#akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael

00:00 መእተዊ
01:51 1.ይጽናሓለይ፣ ጽባሕ ክገብሮ’የ ምባል
03:13 2.ንጹር ሸቶ ዘይምህላው
04:47 3. ከይትወድቕ ምፍራሕ
06:04 4. ገዛእ ርእስኻ ምሒር ምውቃስ
07:05 5. ርእሰ ተኣማንነት ዘይምህላው
08:05 6. ሕማቕ ምሕደራ ግዜ
09:10 7. ዘይጥዑይ ኣነባብራ
09:37 8. ምስ ሰባት ሕማቕ ዝምድና
10:04 9. ቀጻሊ ዘይምምሃር
10:57 10. ቀዳምነታትካ ዘይምስራዕ

Join this channel to get access to perks:
   / @aklilu.hmichael  

show more

Share/Embed