ኣብ ፊልም ሰልሚ ሓሳብ ትዋሳእ ዘላ ስነ ጥበባዊት ዩርካቤል ብርሃነ ህቡብትን ወናምን ተዋሳኢት ኮይና ብህዝቢ ውን ልዑል ተቐባልነት ዘለላ ፍቱውቲ እያ።ብምኽንያት በዓል ፋሲካ በጊዕ ሒዝና ንገዝኣ ተዛዊርና ኣለና ሓቢርና ንከታተል