ኣብ ፊልም ሰልሚ ሓሳብ ትዋሳእ ዘላ ስነ ጥበባዊት በላይነሽ ጎይትኦም ኣዝያ ህቡብትን ወናምን ተዋሳኢት ኮይና ብህዝቢ ውን ልዑል ተቐባልነት ዘለዋ ፍቱውቲ እያ።ብምኽንያት በዓል ፋሲካ በጊዕ ሒዝና ንገዝኣ ተዛዊርና ኣለና ሓቢርና ንከታተል