"ሬሳታት እናሰገረ - ደቁ እናቐበረ ዝመፀ ጅግና!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ Plot Media-ፕሎት ሚድያ
33.3K subscribers
39,746 views
2.1K

 Published On Jul 26, 2024

ዘይተነግረን ንምእማኑ ዝኸብድን መደመሚ ታሪኽ ኣሎ። ናይ ብዙሓት ታሪኽ ኣብ ሓደ ሰብ ተጠቓሊሉ ዝርከብ ከቢድ ዕድል 'ውን ኣሎ። ንተጋዳላይ ሓጎስ ተፈሪ ዘጋጠሞ ንኽችቅበሎ ዘፀግም ህይወት 'ውን ንሱ እዩ። ስርዓት ደርጊ ንምድምሳስ 6 ኣሕዋት ኮይኖም ወፊሮም በይኑ ጥራሕ ተመሊሱ። መነባብርኡ ኣብ በረኻታት ዳንሻ ገይሩ ሃፍቲ ኣጥርዩ፣ ቆልዑ ወሊዱ ይነብር ነይሩ። ወራር ምስ ኣጋጠመ ንከባቢ 30 ዓመታት ፅዒሩ ዘጥረዮ ሃፍቱን ገዝኡን ተቓፂሉ፣ ልዕሊ 1000 ጤለበጊዕን 150 ከፍትን ብፋኖ ተወሲደን፣ ባዶ ተሪፉ። ምስ ኩሎም ደቁ 7 ኮይኖም ተጋዲሎም 4 ደቁ ተሰዊአሞ። ሕዚ ኣብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ኣብ ኬንዳ እናነበረ ይርከብ። ተኣምር ክትሰምዑ ትደልዩዶ? ሓቢርኩሙና ፅንሑ።

show more

Share/Embed