EmbassyMedia - ሪፖርታጅ - መበል 33 ዓመት ጽምብል ናጻነት ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ!
Eritrea EmbassyMedia Eritrea EmbassyMedia
61.1K subscribers
2,823 views
167

 Published On May 26, 2024

መበል 33 ዓመት ጽምብል በዓል ናጻነት ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ክተማታት ሎንዶን በርሚንግሃም ማንችስተር ኒውካስል ካቨንትሪ ኖቲንግሃም ሌስተር-ሲቲ ካርዲፍ ሜድልስፕራ ሊቨርፑልን ሊድስን፡ በታ ሓንሳብ ኣብ ዘንጊ ሓቂ ምስ ተሰቕለት ዘይትወርድን ዘይትደንን ባንዴራ ኤርትራ ወቂበን ፍልይ ዝብለ ማዕርግ ዊዒሎም ብኽብ ዝበለ ስነ ስርዓት ተጸምቢሉ። #EitreaShinesAt33

show more

Share/Embed