Mestyat Betna | የማነ ማንኪ ስምዒት ህዝቢ ንምትህድዳእ ኣብ ሱዕድያ ተነቀፍቲ ዛዕባታት የልዕል
Mestyat Betna Mestyat Betna
210K subscribers
108,876 views
4.1K

 Published On Apr 26, 2019

ቻነል መስትያት ጥበብ፣ ውላድ መስትያት ቤትና ኮይና ንኤትራዊ ባህሊ ንምዕባይን ሓደስቲ ስነጥበባውያን ክፍርዩ ንምሕጋዝን ኣእዳዋ ሰብሲባ ክትሰርሕ ዝተበገሰት ማዕከን እያ። ኣብዚ ቻነል ዝተፈላልዩ ግጥምታት ልቢ ወለዳትን ኣብ ሓቀኛ ፍጻሜ ተሞርኪሶም ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ይትረኹ ብዘይካ'ዚ ዝተፈላለዩ ሙዚቃዊ ስርሓት'ውን ዘካተተ እዩ። ዝኾነ ተውህቦ ኣለኒ ዝብል ስነጥበባዊ ድማ ክእለቱ ክፍትሽ ኣብ'ዛ ቻነል ስርሓቱ ከቕርብ ዕዱም እዩ።

show more

Share/Embed