ንብዙሓን መንእሰያት ዘሳቒ ዘሎ ሓደገኛ ወልፊ!
Aklilu H.michael Aklilu H.michael
83.1K subscribers
22,580 views
1.1K

 Published On Jun 27, 2024

ስለምንታይ'ዮም መንእሰያት ካብ ጾታዊ ርክብ ዝሕረሙ ዘለው፡ ድሌታት ወሲብ የንቆልቁል ፡ እዛ ቪድዮ ጾታዊ ርክብ ናይ ምክያድ ስምዒታት ብኣሉታ ዝጸልዎ ኡዋናዊ ጉዳያትን ምንጩን ካብ አንታይ አዩ ትገልጽ።
#akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael

00:00 መእተዊ
03:41 ወሲብ ኣብ ኣሜሪካ የንቆልቁል
04:52 ኣብ ዓዲ እንግሊዝ`ውን ወሲብ ኣይግድን
05:44 እንታይ`ዩ ነቶም መንእሰያትን ዓበይትን ካብ ወሲብ ምፍጻም ዝእግዶም?
07:27 ካብ ወሲብ ጨሪስካ ክትሕረም ትኽእል`ዶ?
09:05 ሳዕቤናት ናይ መተዓራረኺ ምውዐላ (dating applications)


Join this channel to get access to perks:
   / @aklilu.hmichael  

show more

Share/Embed