"እንሆ ድኽታት ወገናትና ንሓስብ!!" ገላ 2፥10
Wushatena Media Wushatena Media
126K subscribers
17,775 views
802

 Published On Jul 26, 2020

ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ቁሸት ማይሰፍኦ ኣብ ዝተበሃለ ዝነብሩ ንባዕሎም ሓገዝ ዘድልዮም ፅጉማት ወገናት ካሊእ ዝተፀገመ ወገኖም ንምሕጋዝ ዝገብርዎ ፃዕሪ ንኻልኦት እውን ዘምህር ኮይኑ ረኺብናዮ። ዝሕግዝ ዘሎ ሰብ ስለዝረኸበ ዘይኮነስ ሰብኣዊ ፍቕሪ ስለዘለዎ እዩ ዝበሃል ኣብዚ እውን ብጭቡጥ ረኺብናዮ።

show more

Share/Embed