"ዓሰርተ ዒስራ 'ታይ ናገበርካ እዩ ተሰዊኡ ተባሂለ!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ Plot Media-ፕሎት ሚድያ
34.2K subscribers
13,639 views
969

 Published On Oct 11, 2024

ካብ ተራ ወታደር ተበጊሱ ክሳብ ላዕለዎት ኣመራርሓን ጀነራላትን ምዕጃብ በፂሑ። "ሰጋር" ኣብ ዝብል ናይ ድምፃዊት ትምኒት ወልዳይ ደርፊ ምስሉ ልቢ ብዝነክእ ኣገባብ ደሚቑ ይረአ። ምውዓሉን ምሕዳሩን ምስ ጀነራል ታደሰ ገይሩ ብተኣማንነት ይዕጅብ ነይሩ። ፀላኢ ኣብ ተከዘ ንኹሎም ላዕለዎት መራሕቲ ከቢቡ ክውሕጦም እንትብል ንሱ ምስኦም ነይሩ። ኩሎም ኣብ ወርቀዲኖ እንትኽበቡ 'ውን ኣብኣ ኣሎ። ከመይማ ወፂኦም? ተነጊሩ ዘይፈልጥ ኣዝዩ ዘደምም ታሪኽ ተጋዳላይ ተስፉ ባዩ ክትከታተሉ ዓዲምና ኣለና።

show more

Share/Embed