ዩጋንዳውያን ብዛዕባ ኤርትራውያን እንታይ’ዮም ዝብሉ ዘለዉ?
Aklilu H.michael Aklilu H.michael
68.9K subscribers
79,321 views
0

 Published On Jul 1, 2024

ዩጋንዳ ሓንቲ ካብተን ንስደተኛታት ምቹኣት ዝኾና ሃገራት ዓለም'ያ። በዚ ከኣ ድሕሪ ቱርኪ ኣብ ዓለም ዝበዝሐ ስደተኛታት ዘዕቆበት ሃገር ኮይና ትርከብ። ኣብዚ ግዜ'ዚ ዩጋንዳ ካብ ደቡብ ሱዳን፣ ኮንጎ፣ ሱዳን፣ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያ፡ ሶማልያ....ወዘተ ዝመጽኡ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ስደተኛታት ኣዕቊብ ትርከብ።
ህዝቢ ዩጋንዳ ኣዝዩ ፍሕሹውን ተቐባል ጋሻን'ዩ። መንግስቲ ውን ንስደተኛታት ዝሰማማዕ ፖሊስታት ኣልዎ። ካብዚ ቀረባ ግዜ ጀሚሩ ግን ደቂ ዓዲ ሕልፍ ሕልፍ ኢሉ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ብፍላይ ከኣ ኤርትራውያን ዘለዎም ቅሬታ ከስምዑ ጸኒሖም ኣለዎ።

ኣብ ዝሓለ እዋን ክሳብ ኣብ ናይ ፓርላማ ኣኼባ ጉዳይ ስደተኛታት ተላዒሉን ብዙሕ ኣዛሪቡን'ዩ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ውን BBS TV ዝተባህለ ማዕከን ዜና ንኤርትራውያን ጸቂጡ ብዛዕባ ስደተኛታት ዘለዎ ቅሬታ ሒዘ ቀርቡ ኔሩ፣ ናብ ቋንቋ ትግርኛ ተርጒምና ኣቕሪብናልኩም ኣለና፣ ሰናይ ምክትታል


#akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael
00:00 መእተዊ
03:35 ትሕዝቶ ካብ ዜና
08:05 መደምደምታ

Join this channel to get access to perks:
   / @aklilu.hmichael  

show more

Share/Embed