ክዳን ሓዱሸ ይኹን ነባር ንዉሕ ዝበለ ግዜ ኣብ ሻንጣ ክቅመጥ የብሉን ።
woiny tube  ወይኒ ቲዩብ woiny tube ወይኒ ቲዩብ
2.53K subscribers
7,019 views
455

 Published On Aug 16, 2024

ክዳን ሓዱሸ ይኹን ነባር ንዉሕ ዝበለ ግዜ አብ ሻንጣ ክቅመጥ የብሉን ምክንያት ኣየር ወይ ነፋሰ ክረክብ አለዎ ማለትውን በቢዝተወሰነ ግዜ ናውፃእና ክንዝርግሖን ፀሓይ ብርሃን ክረክብ ክንገብሮ ኣለና እንድሕር ሱቅ ኢልና ኣቅሚጥናዮ ከምዚ ኣብቲ ቨድይ ትርኢዎ ብጣዕሚ እዩ ዝበላቮ ሰለዚ ካባይ ተምሃሩ።።

show more

Share/Embed