"ኣቡነ እንጦንዮስ ኣቦ ውፁዓት 'ዮም"ብኣቦታት ቤተ ክ/ያን ተጋሩን ኤርትራውያን ኣሰናዳኢ ዲያቆን ይብራህ /Ybrah Kassa/Tigray Tewahdo
Tibeb Ybrah Tibeb Ybrah
46K subscribers
29,050 views
1.5K

 Published On Feb 11, 2022

ጥበብ ይብራህ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእስታት ኣብ ሃይማኖት ኣብ ታሪኸን ባህሊ ህዝቢ ትግራይ ናብ ዝነበርናዮ ልዕልናና ንምምላስ እጃሙ ዳወፈየ ዝርከብ ሚድያ 'ዩ::ንቕድሚት ክሰርሖም ዝደልዮም ብዙሓት ትልምታት ስለዘለውዎ ኣብ ሽትኡ ንምብፃ ናይ ኩልና ኣስተዋፅኦ ዕዙዝ ሰለዝኾነነ ናብ ኩሉ ብምብፃሕ ብሓሳ ብገንዘብ ብዝተፈላለዩ ዓቕሚ ብዝፈቕዶ ኣብ ፍፃሚኡ ንኽበፅሕ ንደጋገፍ::
Welcome to Tibeb Yibrah Media....
Please Like, Comment, Share And Subscribe to our channel...

show more

Share/Embed