2 ወናማት ሰራዊት ትግራይ ኣርሚ 35 ፅንዓት ክ/ሰራዊት ህዝቢ ዘስደመመ ሳዕስዒት ብተጋ.ይርጋለም ደስታ ወዲ ነጋሽ ዉቕሮ
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
30.1K subscribers
197,518 views
3K

 Published On Feb 26, 2023

እዚ ቻነል ብርኪ ሊሎ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይዘብፀሓሎም ሰፍ ዘይብል ኪሳራን ዝወዓሎም ዉዕሎታትን ናብ ተመልከቱ ዘመሓላልፍ ዘሎ ሚድያ እዩ፡፡ልቡራት ተመልከትና ኩሎም መሳርሕቲ ቻነልና ካብ በረኻ ብረታዊ ተጋድሎ ምስተመለሱ ከም ልማዶም መዘማግዕታትን መስሓቓይን ፕሮግራማት ሒዞምልኩም ክቐርቡ እዮም፡፡
ኩሎም መሳርሕትና ብሓፈሻ መላእ ሰራዊት ትግራይ ብሰላም ናብ መረበቶም ክምለሱ ትምኒትና እዩ፡፡ካልኦት ዝለቐቕናዮም ቪድዮትት ኣብ ቻነልና ይርከቡ፡ንቐፃሊ ድማ ክነቕርበልኩም ኢና
Subscribe,like,share, comment to our official channel of #shewitentertainment

show more

Share/Embed