Eritrean music Lyrics 2024- Brurey Akrem Jemal *ብሩረይ* ድምጻዊ ኣክረም ጀማል
Hla Tube Hla Tube
434 subscribers
9,254 views
228

 Published On Sep 25, 2024

ያ ጀምዓ ጀማሪ ናይ Editing YouTuber እየ ኣተባብዑኒ


ብሩረይ’የ ብሩረይ እዛ ቡሩረየ
ትዕድልቲ በይነየ ከይዳ ድያ ቡሩረይ
ሓዚኣ ን’ፍቕረይ ንዓኪ ኣሚነ ፍቕሪይ ኣምሊከዮ
ምፍልላይ ከምዘሎ ፍጹም ረሲዐዮ

እንታይ የ በዲለ እንታይ ኮን ኣጉድለ
ምዓር ኣኮልስክስ ኣልሕስክኒ ዕረ
ቡሩርርርር ቡሩርርርር

ዘይጋገ የለን ይቕረታ ክሓታ
በደለይ ኣሚነ ክፍጽም ድሌታ
ሓንሳብ ንሓዋሩ ሁ ሁ ሁ ሁ

ናይ ኮኾበይ እታ ፊት ሕልና
ነዊሕ ሓሳበይ ኮልፍኪ ንዓይ
ፍቕሪ ላዛ ዝወነነት ልበይ

ጥልመት ሒዛ ያ ፈሊጣ ዓቅዕለይ
ነውርይ ፍቕረይ ክልተ ዘይ ትሓስቢ
ተስፋ ባ ሃብኒ ትረክቡሉ ዓስቢ
ትርፊ ደጊም ከምኡ ተኾይኑ
ትርጉም ፍቕሪ አንታይ ድኣሉ
ጻማ ድካመይ መልስኪ ክጽበ
ንሎሚ ጽባሕ ስቓይ ከሲበ
ነውርይ ፍቕረይ ክልተ ዘይ ትሓስቢ
ተስፋ ባ ሃብኒ ትረክቡሉ ዓስቢ

ኡ ሁሁሁ አዋይ

show more

Share/Embed