ዕልልልልል ናይ ኩልኹም ዓወት'ዩ፡ ኣብ ገዳም ቅድስቲ ማርያም ዓይላ ናይ ምስጋና ድምጺ ይስማዕ ኣሎ፡ @HIRUT-TV ሂሩት TV
HIRUT TV HIRUT TV
33K subscribers
60,538 views
3.6K

 Published On Jun 13, 2022

እቲ ክኸውን ዘይክእል ኮይኑ ዝስምዓና ዝነብረ በቲ ኹሉ ዝኽእልን ብሓገዝኩምን ኣብ አብ መፈጸምታ በጺሑ ኣሎ። ክብርን ምስጋናን ነቲ ኹሉ ዝኽእል።
ብሓቂ ምሉእ ቪድዮ ርእኹምዝጎደለ ክትእርሙ ቅጽል ዘለዎ ድማ ክቕጽል ከምዘለዎ ክትነግሩና ንላቦ እግዚኣብሄር ምሳና ኾይኑ ሓሳባትና ይባርኽ ብዓቢኡ ኣብ ጸሎትኩም ደግፉና ሰላም ዝሰፈኖ ዘመን ይግበረልና፡ ናይ ካልኦት ገዳማት ሰነዳዊ ፊልም ውን ኣብዚ ኣለኩም፦
ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን   • ተገሪመ ፡ ተሓጒሰ ሓዚነ ኣለኹ። ሰነዳዊ ፊልም ገዳም ኣቡነ...  
ገዳም ማርያም ዓይላ    • ደስ ዘብልን መሃርን ግዜ ኣብ ገዳም ቅድስቲ ማርያም ዓይላ ...  
ካልኦት ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መደባት ንምክትታል ኣብዛ ቻነል ተመዝገቡ።


© Copyright: All Rights reserved. @HIRUT-TV ሂሩት TV
subscribe our you tube channel for more videos

you tube    / @datlove  
facebook https://www.youtube.com/redirect?even...
twitter   / datinot  

show more

Share/Embed