Published On Jun 18, 2024
ደቂ ተባዕትዮ ዝይፈትውዎ ባህሪያት ደቀ’ንስትዮ !
#akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael
00:00 መእተዊ
02:24 ቴለፎን ደዊልካለን ዘይምልዓል፣ ደዊለን ምስ ዘይተልዕለን ግን ምኹራይ
05:12 ካብ ገዛ ምውጻእ ይኹን ኣብ ቆጸራ ኣዚኻ ምድንጓይ
06:41 ብቐጥታ ዘይምዝራብ
08:46 ንጾታዊ ርክብ ከም ትሕጃ ምጥቃም
10:11 ንናብርአን (በዓል በተን) ምስ ካልእ ምውድዳር
11:15 ድሕሪ መርዓ ነብስኻ ዘይምልዓል
Join this channel to get access to perks:
/ @aklilu.hmichael
show more