ቅዱስ ቊርባን ሓዳስ መዝሙር | ብመዘምራን ፍቕርን ሰላምን ኣባላት ካቶሊካውያን ኤርትራውያን መድኃኔ ዓለም ኣዲስ ኣበባ| Mezmur Kidus Kurban 2024
Eri Catholic Addismedia Eri Catholic Addismedia
10.6K subscribers
6,356 views
218

 Published On May 1, 2024

ሰላም ወ ሰናይ ፍቁራት ኣኅዋትን ኣኃትን ጸጋ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ፍቅሪ ኣምላኽን ኅብረት መንፈስ ቅዱስን ምስ ኲላትና ይኹን። እዚ You Tube Chanel #Eri_Catholic_Addismedia እዚ ናይ ካቶሊካውያን ኤርትራውያን ማኅበር መድኃኔ ዓለም ኣዲስ ኣበባ ኮይኑ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ሓደስቲ መዛሙራት፡ ኣስተምህሮታትን ትምህርትታትን ብምዝርጋሕ ሓቢርና ንዓብየሉን ንባረኸሉን Chanel እዩ። Subscribe ብምግባር ስድራቤት ክትኩኑ ከምኡ ውን ኣብዚ ዝተፈነወ መታን ኣብ ኲሉ ክባጻሕሞ ሓቢርና ክንዓቢ Share ክንገብር ንዕድም።
#Catholic_mezmur #Catholic _media #tigrinya_mezmur #spiritual_preaching #Homily #Catholic_sbket

show more

Share/Embed