ኢማራት ዓረብ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትገብሮ ዘላን መልእክቲ ፕ.ኢሳያስ ንስዑዲ ዓረብን ፡ ርክብ ኤርትራ ዜናታት 24-09-2024 @E4E
E4E E4E
29.3K subscribers
2,183 views
195

 Published On Sep 24, 2024

‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@EriTVEritreaOfficial‬‪@AlenaWaltaHager‬ @solomedia9376 ኤርትራ ብመስዋእቲ እንበር ብተመጽዋትነት ዝተረኽበት ሃገር ኣይኮነትን። ኤርትራ ድማ ንኤርትራውይን ጥራይ'ይ ትምልከት። ሕዝቢ ኤርትራ ድማ ብሓፈሻ ንሰላም ሓድነት ስኒት ዝቃለስ ሕዝቢ እዩ፡ ካብ ኮነ ጉዳይኹም ግበሩ። ምስ ዝኮነ ሰብ ብሰላም ብስኒትውን ክነብር ቀዳማይ ምርጩኡ እንዲ'ዩ፡ እዚ ግና ብዋጋ ሉኡላውነት ሃገር ከምዝይኮነ ግና ኩሉ ክፈልጦ ይግባእ። ሳዋ ኣገዳስን ኣንዲ ሕቆ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዝኮነ ክስመረሉ ዘለዋ ጉዳይ እዩ ። ብዘይ ሳዋ ንሃገረ ኤርትራ ክትሪኣ ከለካ ኣዚዩ ሓደገኛ እዩ ። ካብ ኮነ ዝኮነ መንግስቲ ይምጻእ ብዘየገድስ፡ ሳዋ ክተርፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ወሳኒ ቦታ እዩ
ZENA TIGRIGNA


#eritrea #brics #ኤርትራ #zenatigrigna
‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@DasnaEXTRA‬

show more

Share/Embed