Published On Mar 27, 2022
ማዕጾ ኣውቶቡስ ብጉቡእ ይሰርሕ ከም ዞሎ ንፈልጠሉ ሜላ ከሙ ውን ማዕጾ ምሕፋት እንተኣብዩ ብኸመይ ንኸፍቶ ዝብል ኣገዳሲ ሓበሬታ።
ስለ ትገብሩለይ ምትብባዕ የቐንየለይ፡ ኣጆኹም ምክትትስልኩም ቀጽሉ ።
ሕቶ ርእይቶ እንተሃልይኩም ውን ኣብ ቦታ ርእይቶ ኣቐምጡለይ።
ብድጋመ ኣጆኹም ኣጆና። ኣይንሕመቕ በብንኽእሎ🌳🌴🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌲🌱🌿🌿💐💐🌿🌿🌿💐✌
show more