Published On May 17, 2024
ብቤተ ክርስትያንን ሰምበት ትምህርትቤትን ዝተኻየደ ፈላማይ ብዓይነቱ ዝተፈለየ ስነ ስርዓት መርዓ፡፡ ብዙሓት እውን ዝተመነይዎንብሓጎስ ዘብከየን ስነ ስርዓት መርዓ መርኣያታት ፍቕሪ ኣሸናፍን መርሃዊትን{ሙሉእ ቪድዮ } ኣንጊድናኩም ኣለና፡፡ ብሓቂ ክትፈትውዎን ክትምነይዎን ኢኹም፡፡ ሪኢቶኹም ኣካፍሉና #like #share #subscribe ብምግባር እውን ኣበረታትዑና፡፡ ሰናይ ምክትታል#fkri entertainment
show more