ዕላል -- ምስ ድምጻውያን ሮቤል ሚካኤልን ሸዊት መዝግቦን
VOA Tigrigna VOA Tigrigna
43.4K subscribers
23,967 views
865

 Published On May 15, 2024

ተወላዲት ክልል ትግራይ ሸዊት መዝገቦ ሙዚቃዊ ስርሓታ ናብህዝቢ ንምቕራብ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ዑደት ንምግባር ከም ዝመጸት ገሊጻ`ላ። ኣብዚ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ዝቕመጥ ኤርትራዊ ሮቤል ሚካኤል ድማ ቅድሚ ሎሚ`ውን ምስ ዝተፈላለዩ ኢትዮጵያውያን ስነ-ጥበባውያን ብሓባር ብምድራፍ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ዝሓለፈ ቀዳም ምስ ሸዊት ምጽዋቱ`ውን ኣካል ናይቲ ዝኣምነሉ “ሙዚቃ ደረት የብሉን” ዝብል ኣበሃህላ ምዃኑ ተዛሪቡ`ሎ።

🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.

» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://www.youtube.com/channel/VOATi...

ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::

ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::

» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com

» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ   / voatigrigna  
» ኢንስታግራም   / voatigrigna  
» ትዊተርን   / voatigrigna   ክትከታተሉና ትኽእሉ::

show more

Share/Embed