መንፈሳዊ ዕላል ምስ ክቡር ኣባ ተወልደ "Part 1"
Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt
8.33K subscribers
33,084 views
1.3K

 Published On May 3, 2021

#ሕቶ#መልሲ#መዝሙር

ሰላም ወሰናይ ኩሉኹም ናይ እግዚኣቢሄር ቤተሰብ
ርሑስ በዓል ትንሳኤ እናበልና ነታ ንነዊሕ ግዜ ብሃረርታ ክትጽበይዋ ዝጸናሕኩም መደብ
"መንፈሳዊ ዕላል ምስ ኣባ ተወልደ" ነቅርበልኩም።


ነዛ መደብ ሰሚዕኩም ክትባረኽሉን #Share​ ብምግባር ድማ ኣሕዋትኩም ክትባርኹን እናተላበና፡ ርሑስ ናይ ትንሳኤ ቅንያት ክኾነልኩም ንምነ።

" ርሑስ በዓል ትንሳኤ "

ቁምስና ኪዳነምሕረት ፍራንክፈርት ጀርመን
ግንቦት፡2021

© Copyright 2021: Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt

show more

Share/Embed