ቐራንዮ-Tube || Sune-tshuf *(ብለይቲ ዝተገልጸ ምስጢር!)*
Qeranyo Tube Qeranyo Tube
74K subscribers
311,644 views
6.5K

 Published On Nov 20, 2018

ነዛ ዘሎናያ ዓለም እንተ ዘይንውለድ ኣይምረኣናያን ነይርና፣ ነታ ትመጽእ ዓለምውን እንተ ዘይተወሊድና ኣይክንርእያን ኢና። ዓለም ዝውረስ ብልደት እዩ። ነዛ ዘሎናያ ዓለም ንምርኣይ ብሥጋ ክንውለድ ነይሩና፣መንፈሳዊት ዝኾነት ዓለም ንምርኣይ ድማ ብመንፈስ ክንውለድ ይግባእ። ምስተወለድና ውሉድ ጥራሕ ዘይኮነ ናይቲ ዝተወለድናሉ ሃገር ሰብ ዜጋ ናይ ዘርኢ ወዲሰብ ኣባል ንምዃን በቒዕና። ከምኡውን ብቃሉ ምስተወልድና ውሉድ ጥራሕ ዘይኮነ ናይ ሰማይ ዜግነት ዓለምለኻዊት ብምዃና "እንተ ላዕለ ኩሉ ጉባዔ ዘሐዋርያት" ዝተባህለት ኅብረት ኣባል ኮይንና።

show more

Share/Embed